CANAL + መሽጣ ናይ CANAL + ዲኮደር (ረሲቨር) ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ

Apply for this job

Job Description

ምልክታ ስራሕ

CANAL +

CANAL+ ስዒቡ ኣብ ዝተገለፀ መደብ ስራሕ ልምዲ ዘለወን ክኢላ ኣወዳዲሩ ብደሞዝን ብኮሚሽንን ከስርሕ ይደሊ::

  • ዓይነት ስራሕ መሽጣ ናይ CANAL + ዲኮደር (ረሲቨር)
  • ደረጃ ትምህርቲ 10ይን ልዕሊኡን
  • ተደላዩ ክእለት ናይ ምልላይን ምእማን ንክእለት ዘለዋ
  • ስራሕ ልምዲ ዜሮ ዓመትን ልዕሊኡን
  • ደሞዝ 2000 + ኮሚሽን
  • ፆታ ኣን

ተወሳኺ ሓበሬታ

➢ ኣመልከትቲ ናይ ስራሕ መመልከቲ ፅሑፍ፣ ትምህርቲ መረዳእታን መለለይ መንነትን ዘይምለስ ኮፒ ከተሓሕዛ ኣለወን::

➢ ኣመልከትቲ ስልኪ ቁፅርን ኣድራሻን ኣብ ናይ ስራሕ መመልከቲ ፅሑፎም ከቕምጣ ኣለወን::

➢ ኣመልከትቲ ኣብ ስራሕቲ ምልላይን መሸጣን ልምዲ ዘለወን እንተኾና ይምረፅ::

➢ ሓደ ሰራሕተኛ ኣብ ዉሽጢ ሓደ ሰሙን ክሸጦ ተባሂሉ ካብ ዝተቐመጠ ዝተሓተ መለክዒ ወይ ከዓ ስታንዳርድ መሸጣ ትኬት ክትሸይጥ እንተዘይኺኢላ ብተጠባበቕቲ ዝትካእ ይኸዉን::

➢ ናይ 3000 ዋሕስ ተቕርባ እትኽእላ::

ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ንተኸታታሊ 5ተ መዓልቲ::

ንዝበለፀ ሓበሬታ 0962599403/0945-107274

መመዝገቢ ቦታምልክታ ስራሕ CANAL +