Diamond School Would Like to Hire Teachers, Director, Vice Director & Secretary

Application deadline closed.

Job Description

ዕለት 11/10/2016 ዓ/ም

ምልክታ ስራሕ

ዳይመንድ ስኩል

መደብ ስራሕ

1 መምሃራን
ደረጃ ትምህርቲ

  • ብኩሎም ዓይነት ትምርቲ 1ይ ዲግሪን ልዕሊኡን ዝተመረቐ/ት

ኣገባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

  • 5 ዓመትን ልዕሊኡን

2 ርእሰ መምህር

ደረጃ ትምህርቲ

  • Educational Planning Leadership ብማስተር ዝተመረቐ/ት

ኣገባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

  • 6 ዓመትን ልዕሊኡን

3 ምክትል ርእስ መምህር

ደረጃ ትምህርቲ

  • Educational Planning Leadership ብማስተር ዝተመረቐ/ት

ኣገባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

  • 5 ዓመትን ልዕሊኡን

4 ፀሓፊት

ደረጃ ትምህርቲ

  • ሴክሬታልያል ሳይንስ ብዲፕሎማ ዝተመረቐ

ኣገባብ ዘለዎ ስራሕ ልምዲ

  • 3 ዓመትን ልዕሊኡን ኣብ ቤት ት/ቲ ዝሰርሐት ይምረፅ

ዳይመንድ ስኩል ኣብ ትግራይ ዝለዓለ ኣተሓሳስባ ዝውንኑ ተምሃሮ ንምፍራይ ዝተጣየሸ ቤት ትምህርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ክፍቲ መደብ ስራሕ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ።

መተሓሳሰቢ

ኩሎም መመልከቲ ካብ ሰነ 10 2016 ዓ/ም ክሳብ 20 ሰነ 2016 ዓ/ም ዘይምለስ ሓደ ዋናን ሓደ ቕዳሕን ሒዝኹም ብኣኻል ብምቕራብ ክተመልክቱ ትኽእሉ ምዃንኹም ንገልፅ።

ኣድራሻ መቐለ ክ/ከተማ ሓድነት ቐበሌ 17 ካብ ማይ ደገነ ናብ ኣሪደ ዝወስድ ዋና መንገዲ ንርከብ

ንዝበለፀ ሓበሬታ

☎ 0924018010

  ☎ 0923460623 ምድዋል ይኽእሉ