Mekelle CHAMBER OF COMMERCE Would like to hire an Accountant

Apply for this job

Job Description

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ የመቐለ የንግድና የዘርፍ ማህበራት ምክር ቤት Mekelle Chamber of Commerce and Sectorial Associations

ምልክታ ስራሕ

ዕለት Date 12/10/2016

ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ ኣወዳዲሩ ክቆፅር ይደሊ ።

ስራሕ መደብ

➢ በዓል ሞያ ሒሳብ ( ኣካውንታንት )

➢ በዝሒ ሓደ (01)

➢ ደረጃ ትምህርቲ ብኣካውንቲንግ ካብ ዝተፈለጠ ዩኒቨርሲቲ ብ1ይ ዲግሪን ካብኡ ንላዕልን ዝተመረቐ

➢ ዕላማን ልኡኽን ቻምበር ብግቡእ ዝፈልጥ

➢ ስራሕ ልምዲ በቲ ሞያ 4 ዓመትን ካብኡ ንላዕልን ዘገልገለ

➢ ፍሉይ ክእለት ኮምፒተር ዘለዎ ፒስችሪ ኣካውንቲንግ( Computerized Accounting ) ሰርቲፌኬት ዘለዎን በቲ ሞያ ዝሰርሐን

➢ ፆታ – ኣይፈልን

➢ ስራሕ ቦታ – መቐለ

➢ መሃያ – ብስምምዕነት

➢ ኩነታት ስራሕ – ኩንትራት ከም ኣፈፃፅማ ስራሑ ናብ ቀዋምነት ክቅየር ዝኽእል።

ኣብ ላዕሊ ዝተጠቀሰ እተማልኡ ተወዳደርቲ እዚ ምልክታ ካብ ዝወፅኣሉ ኣብ ውሽጢ 05 ናይ ስራሕ መዓልቲ (ካብ 12-17 ሰነ 2016 ዓ/ም )ኣብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ (መቐለ ቻምበር) ኣብ ጎኒ ከነማ ፋርማሲ ቀበሌ 15 ዝርከብ ቤት ፅሕፈትና ክትምዝገቡ ትኽእሉ ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ

ብስልኪ ቁፅሪ 0914 042187 ምድዋል ይከኣል