TIGRAY CHAMBER OF COMMERCE Would like to hire Secretary and Casher

Apply for this job

Job Description

ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ TIGRAY CHAMBER OF COMMERCE & SECTORAL ASSOCIATIONS

ንኻልኣይ ግዘ ዝወፀ ምልክታ ስራሕ

ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን ትግራይ ንዘለዎ ክፍቲ ናይ ስራሕ መደብ ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ። ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ዝርዝር ረቛሒ እተማልኣ ክተመልክታ ንዕድም፦

መፀውዒ ስራሕ መደብ

1. ፀሓፊትን ገ/ተሓዚትን

ደረጃ ት/ቲ

  • ዲፕሎማ

ተደላይ ክእለት

  • ብቢዝነስ/ፀሓፊት፡ ኣካውንቲንግ/

ስራሕ ልምዲ

  • ንዲፕሎማ 3 ዓመት

ዓይነት ቁፃር

  • ቋሚ
  • ፆታ ኣነ
  • መሃያ 7000.00

መረዳእታ ትምህርትን ስራሕ ልምድን ምስ ዋንኡ ዝተገናዘበ ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ሒዛ እትቐርብ፡

ምዝገባ ዝካየደሉ ዕለት ካብ 13/10/2016-20/10/2016 ኣብ ዘሎ ግዜ ኣብ ስራሕ ሰዓት፣

ምዝገባ ቦታ ድሕሪ ኣክሱም ሆቴል ኣብ ሚሊንየም ኮንዶሚንየም ኣብ ጎኒ ጊልስ ኳዕቲ ማይ ኣብ ዝርከብ ዋና ቤት ፅሕፈት፣

ፈተና ዝወሃበሉ እዋን ንቅድሚት ብምልክታ ዝወፅእ ይኸውን