KALLAMINO SPECIAL HIGH SCHOOL would like to hire Clinical Laboratory Technician

Apply for this job

Job Description

ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ KALLAMINO SPECIAL HIGH SCHOOL

ክፍቲ ናይ ስራሕ ምልክታ

ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝርከብ ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ንዘለዎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛታት ኣወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ፡፡ስለዚ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቛሒታት እተማልኡ ተወዳደርቲ ንክትምዝገቡ ይዕድም፡

ዓይነት ስራሕ መደብ

ክሊኒክ ላባራቶሪ ቴክኒሻን

ብርኪ ደረጃ ትምህርቲ

  • ዲፕሎማ/ዲግሪ ብሜዲካል ላብራቶሪ ቴክኖሎጂ
  • ናይ ምዝገባ ዕለት 18/10/20169.9 – 29/10/20169

መመዝገቢ ቦታ ኣብ ፍሉይ ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ቢሮ ቑፅሪ 45

ኣብ እዋን ምዝገባ መረዳእታ ትምህርቲ ኦርጂናል ምስ ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ምሓዝ የድሊ፣

ፈትና ዝወሃበሉ ዕለት ድሕሪ ምዝገባ ነፍልጥ፣

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብቑፅሪ ስልኪ 0914485137 ምሕታት ይከኣል፡፡