ZOSKALUS LOGISTICS SERVICES PROVIDER PLC would like to hire Delivery Worker

Apply for this job

Job Description

ምልክታ ስራሕ / Job Vacancy

ዞስካለስ ሎጂስቲክስ ግልጋሎት መቕርቢ ሓ/ዝ/ው/ማ (Zoskalus Logistics Services Provider PLC) ኣብ ስራሕቲ ሎጂስቲከስ /ስራሕቲ ደሊቨሪ/ ዝነጥፍ ትካል ኮይኑ ንናይ ቢሮ ስራሕቲ ብመደብ ገናሒ ኤልክትሪክ ሞተር (Delive Worker) ሰራሕትኛ ከቆጽር ስለዝደለየ እዚ ምልከታ ስራሕ ኣወጺኡ ኣሎ።

  • ስራሕ መድብ፡ ገናሒ ኤልከትሪክ ሞተር (Delivery Worker
  • በዝሒ፡ 2
  • ልምዲ፡ ልዕሊ ክልተ ዓመት ሞተር ዝገንሐ/ት።
  • ስራሕ ቦታ፡ መቐለ፡ ዋና ቤት ጽሕፈት
  • መሃያ፡ ብድርጅት ስኬል መሰረት
  • ኣድላይ ነገር፡ ገናሒ/ት ናይ
  • መግንሒ ፍቓድ ክሕዝ/ክትሕዝ ኣሰዎ ኣለዋ። ምሸት፣ ቀዳምን ሰንበትን ክሰርሕ ዝኸእል/ትኽእል።
  • ግዘ፡ ብቕልጡፍ ዝድለ ናይ ስራሕ መደብ

ኣመልከትቲ መረዳእታኦም ናብዞም ዝስዕቡ ከልእኹ ይኽእሉ እዮም።

ናይ ምዝገባ እዋን ካብ ዕለት 24/10/20169/9 – 28/10/2016

ፊት ንፊት ጋራድ ህንፃ ; መቐለ

ንተውሳኺ ሓበሬታ +251914 020566 ምድዋል ይከኣል እዩ፡፡