DESTA BUSINESS GROUP would like to hire ICT Director

Apply for this job

Job Description

DESTA BUSINESS GROUP

ክፍቲ ስራሕ መደብ ማስታወቂያ

ትካልና ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ትሕት ኢሉ ተገሊፁ ዘሎ ክፍቲ ስራሕ መደብ ሰራሕተኛ አወዳዲሩ ክቖፅር ይደሊ።ስለዚ ነቲ አብ ታሕቲ ተገሊፁ ዘሎረቛሒ እተማልኡ ክትምዝገቡ ከምትኽእሉ ነፍልጥ።

  • መደብ ስራሕ ኣይሲቲ (ICT) ዳይሬክተር

ዘድሊ ደረጃ ትምህርቲ

  • ቀዳማይ (ባችለርስ) ወይ ካልኣይ (ማስተርስ) ዲግሪ ብኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ (IT)፣ ሶፍትዌር ኢንጅነሪንግ፣ ኢንፎርሜሽን ሲስተም (IS)፣ ኮምፒተር ሳይንስ፣ ኮምፒተር ሳይንስን
  • ኢንጅነሪንግን (CSE)፣ ኢሌክትሪካልን ኮምፕፒተር ኢንጅነሪንግን፣ ኮሙኒኬሽን ኢንጅነሪንግ፣ ማናጅመንት ኢንፎርሜሽን ሲስተም (MIS)፣ ሳይበርሴኩሪቲ፣ ዳታ-ሳይንስ ወይ ከዓ ብተመሳሳሊ ዓይነት ትምህርቲ ዝተመረቐ/ት

ዘድሊ ስራሕ ልምዲ

➢ንካልኣይ (ማስተርስ) ዲግሪ 6 ዓመት ተዛማድነት(Relevance) ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዝሓዘ/ት ኮይኑ ካብዙይ 3 ዓመት በቲ ሞያ ብሓላፍነት ደረጃ ብተግባር ዝሰርሐ/ት ➢ ንቀዳማይ(ባችለርስ) ዲግሪ 8 ዓመት ተዛማድነት(Relevance) ዘለዎ ስራሕ ልምዲ ዝሓዘ/ት ኮይኑ ካብዙይ 4 ዓመት በቲ ሞያ ብሓላፍነት ደረጃ ብተግባር ዝሰርሐ/ት ዝርዝር ስራሕ ልምዲ፦

•ምስ ናይ ኔትዎርክ መሰረተ-ልምዓት፣ ናይ ኣዉቶሜሽንን ካልኦት ናይ ሶፍትዌር ምዕባለን ናይ ምምኻር ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

• ምስ ኔትዎርክ መሰረተ-ልምዓት ስራሕቲ ዝተትሓሓዘ ናይ ዲዛይን፣ ትግበራ (ኢምፕሌሜንቴሽን)፣ ምስ ኔትዎርክ፣ ሰርቨርን ስቶሬጅን ሲስተማት ናይ ምሕደራን (Network & Systems Administration)

ተግባር ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

  • ምስ ሶፊትዌር፣ ዳታቤዝን ዊብሳይትን ከምኡ ድማ ካልኦት ናይ ኢንተርፕራይዝወይ ድማ ኮርፖሬት ኣዉቶሜሽን ሲስተማት ንኣብነት ERP ሲስተም ተተሓሒዙ ናይ ዲዛይን፣ ትግበራ (ኢምጥሌሚንቴሽን)፣ ካስተማይዜሽንን፣ ምሕደራን ስራሕቲ፣

• ምስ Database, Email, Web & portal ምሕደራ (Administration)፣ ከምኡ ድማ ምስ ናይ ሆስቲንግ ስራሕቲ ተተሓሒዙ ብተግባር ዝተደገፈ ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

•ናይ LAN/MANAWAN ናይ ኔትዎርክ መሰረተ-ልምዓት ናይ ዲዛይንን

ኢምፕሌሜንተ ሽንን ናይ ተግባር ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

• ምስ ክላዉድ ኮምፒቲንግ፣ ሶፍትዌር ዲፋይንድ ኔትዎርኪንግ(SDN Technologies)፣ ኢንተርኔት ኦፍ ቲንግስ (IOT)ን ካልኦት ሓደሽቲ(Emerging)ቴክኖሎጂታትን ተተሓሒዙ ናይ ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

  • ምስ ዝተፈላለዩ ናይ መሰረተ-ልምዓት ዝተትሓሓዙ ናይ ድሕንነት(Security) ቴክኖሎጂታት ንኣብነት Firewalls, IPSEC VPN, IPS/IDS ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ ናይ ቴክኒካል ፕሮጀክት ማናጅመንት ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

ምድላው ስራሕ ልምዲ ዘለዎ/ዋ

✓ መሃያ:በቲ ናይ ትካል ስኬል መሰረት፣

✓ ፆታ አይፈልን፡

ዘድሊ ሰርቲረኽ ሽን

  • ካብዞም ኣብ ታሕቲ ዝተጠቐሱ ወይ ድማ | 01 ካልኦት ዘይተጠቐሱ ተመሳሰልቲ ሰርቲፊኬሽናት እንተንኣሰ ብሓደ ሰርቲፋይ ዝኾነ/ት

• ኣሶሺ ወይ ፕሮፌሽናል ሌቨል

  • ኢንዳስትሪያል ሰርቲፊኬሽናት

ፀብኔትዎርኪንግ ንኣብነት CCNA፣ CCNP

  • ከምኡ ድማ ናይ ካልኦት ቬንደራት
  • ተመሳሰልቲ ሰርቲፊኬሽናት ዘለዎ/ዋ ናይ ኦፐሬቲንግ ሲስተምስ ኣድሚኒስትሬሽን ሰርቲፊኬሽናት
  • ንኣብነት ናይ Windows, Redhat, Solaris ወዘተ ሰርቲፊኬሽን ዘለዎ/ዋ
  • ምስ ሶፍትዌር ዲቨሎፕመንት ዝተትሓሓዙ ዝተፈላለዩ ኢንዳስትሪያል ሰርቲፊኬሽናት ንኣብነት Amazon Web Services (AWS) Certified Developer-Associate, Oracle Javas, Oracle Certified Professional, Redhat Certified Engineer, Certified Software Engineer(CSE),Microsoft Azure certifications, Salesforce Certification PMI’S Project Management Professional (PMP), ምስ ERP ዝተትሓሓዙ

ዝተፈላለዩ ሰርቲፊኬሽናት

ናይ ምዝገባ ቦታ: አብ ዋና ቤት ፅሕፈት ደስታ ቢዝነስ ግሩፕ ጥቓ ዓዲ ሓውሲ ትራፊክ መብራህቲ/ግልባጥ ምምሕዳር ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ፣

✓ ስለዝኾነ ናይ ትምህርቲ መረዳእታ ኦሪጅናልን ዘይምለስ ኮፒን ብምሓዝ ካብ 26/10/2016 ዓ/ም—03/11/2016 ዓ/ም አብ ስራሕ ሰዓት ቐዳም ቅድሚ

ሰዓት ሓዊሱ መፂኹም ክትምዝገቡ ከምትኽእሉ ነፍልጥ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስ.ቁ 0909361414 ደዊልካ ሓበሬታ ምርካብ ይከኣል።